ሓበሬታ ብዛዕባ ትምህርትን ስራሕን

ኣብ ስዊዝ ትነብራ ወይ ትነብሩ ወጻእተኛ‘ዲኹም? ኣብዚ ነተን መገድታት ትምህርትኹምን ቀጻሊ ትምህርትን ዝምልከታ ዝተፈላለያ ሓበሬታት ክትረኽቡ ኢኹም።

ጽሑፍ ሓበሬታን መራኸቢን

ምኽሪ

ብዛዕባ ምምራጽ ሙያ ሕቶ እንተ ኣለኩም ነቶም ኣማኸርቲ ሙያ ተወከሱ። ኣብዚ ነቲ መራኸቢ ትረኽቡ: BIZ.