Tigrinya
ሓበሬታ ብዛዕባ ትምህርትን ስራሕን
ኣብ ስዊዝ ትነብራ ወይ ትነብሩ ወጻእተኛ‘ዲኹም? ኣብዚ ነተን መገድታት ትምህርትኹምን ቀጻሊ ትምህርትን ዝምልከታ ዝተፈላለያ ሓበሬታት ክትረኽቡ ኢኹም።
ጽሑፍ ሓበሬታን መራኸቢን
ምኽሪ
ብዛዕባ ምምራጽ ሙያ ሕቶ እንተ ኣለኩም ነቶም ኣማኸርቲ ሙያ ተወከሱ። ኣብዚ ነቲ መራኸቢ ትረኽቡ: BIZ.
መራኸቢታት
- hallo-aargau.ch
ትምህርትን ስልጠናን
- sem.admin.ch
ሕጽር ዝበለ ሓበሬታታት: ቤት-ትምህርትን ትምህርትን, ምቕጻል ትምህርትን ስልጠናን, ስራሕ